እቶ
LinguaHabesha LogoLINGUAHABESHA
እንቋዕ ዳሓን ጸናሕኩም።Glad to see you!ትግርኛ • ሰላምታ

ዘረባ እንግሊዝኛ/ትግርኛ ብቐሊሉ ክንርድኦን ክንዛረቦን ዝሕግዝ።

ሓጸርቲ ቪድዮታት ተዛረብቲ እንግሊዝኛ/ትግርኛ ምስ ናይ ትግርኛ/እንግሊዝኛ ትርጉምን ኣደማምጻን — እንግሊዝኛ/ትግርኛ ከምቲ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ዝዝረቦ።

ክመሃሮ ዝደሊ፡
+ 25 ካልኦት ኣርእስትታት
ሓቀኛ ቪድዮታት
AI መአረሚ ድምጺ
ትርጉም ብትግርኛ
ቃል-ብቓሉ ትንተና
iOS & ANDROID
WEB መምሃሪ

ስምዓዮ . ተማሃሮ . ድገሞ

ቃላትን ምሉእ-ሓሳባትን ቀልጢፍና ከይንርስዖም ዝሕግዝ ኣገባብ LinguaHabesha

ስምዓዮ (Hear it)
Bety · Sammi

Have a good day, keep in touch.

ዳሓን ዋዓል፡ ኣይጥፋእ።

ቀዳማይ ስጉምቲ

ስምዓዮ (Hear it)

ኣገደስቲ ቃላትን ሓረጋትን ካብ ተዛረብቲ እንግሊዝኛ። ኣብ ግዳምን ኣብ ውሽጢ ስራሕን ዝዝረብ ሰሚዕካ ዝልመድ።

ተማሃሮ (Learn it)
Bety · Sammi

Have a good day, keep in touch.

ዳሓን ዋዓል፡ ኣይትጥፋእ።
ዳሓን ሕደር፡ ጽባሕ ንራኸብ።
ከመይ ውዒልካ፧
ዳሓን ቀንይ፡ ዳሃይ ግበር።
ካልኣይ ስጉምቲ

ተማሃሮ (Learn it)

ነቲ ፈለማ ዝሰማዕናዮ፡ ብትግርኛ ንማሃሮ፣ ዝደጋገም ምርጫ ጽሕፈትን ፈተናታትን ወሲድና ናብ ምዝካር ነሕልፎ።

ድገሞ (Copy it)
Bety · Sammi
Bety · Sammi
ተራኹም
ደጊምኩም በልዎ
ሳልሳይ ስጉምቲ

ድገሞ (Copy it)

ኣገባብ ተዛራብቲ እንግሊዝኛ ምስትውዓል፡ ዝበልዎ ምድጋም። AI ኣደማምጻኻ መርሚሩ ቅጽበታዊ ነጥብን ምኽርን ብትግርኛ ይህብ።

ተፈጥሮኣዊ ናይ ሰባት ድምጽን ቪድዮታትን

ነፍሲ ወከፍ ቃል ብድምጺ ሰብ እተዘርበ። ድምጺ ንምስማዕ ጠውቕ።

ንተዛረብቲ ትግርኛ ዝተዳለወ ትምህርቲ እንግሊዝኛ

ንተዛረብቲ ትግርኛ ዝተዳለወ ትምህርቲ እንግሊዝኛ

ንቕልጡፍ ምልከት ቃላትን ሓረጋትን ምሉኣት-ሓሳባትን ሰዋስውን ኣደማምጻን: ንተዛረብቲ ትግርኛ ብፍሉይ ዝተዳለወ ምሉእ ናይ እንግሊዝኛ ትምህርቲ።

ትምህርቲ ምሉእ ትግርኛ ንማሕበረሰብ ድያስፖራ

ትምህርቲ ምሉእ ትግርኛ ንማሕበረሰብ ድያስፖራ

ምስ ባህልን ውርሻን መበቆልን ዘራኽብ፡ ንማሕበረሰብ ድያስፖራ ትግርኛ ብፍሉይ ዝተዳለወ ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ። ቅልጡፍ ምልከት ዘረጋግጽ ባህርያዊ ኣገባብ ኣማሃህራ።

ንፈትኖ - Try it yourself

እንታይ ከምዝባሃል ንምፍላጥ፡ 'ትርጉም' ምፍላጥ ጥራይ'ዩ ዘድሊ። ኣብዚ ግን ብኸመይ ከም ዝድመጽ'ውን ይምህረና። ምስማዕ፡ ምድጋም፡ ባህርያዊ ምምሃር

ካብ ትምህርቲ Learn English ብትግርኛ እተወስደ 'መፈተኒ'።
Where are you from?
ካበይ ዓዲ ኢኻ፧
ንፈትኖ፡ ደጊምና'ስከ ንበሎ
ማይክሮፎን ጠዊቕካ መልሲ ተዛረብ

ቅልጡፍ ምላሽ ኣደማምጻ

1. ድምጺ ቪድዮ ስምዑ · 2. ማይክርፎን ጠዊቕኩም መልኹም ቅረጹ · 3. ምላሽ ነጥብን ምኽርን ኣብዚ ርኣዩ።

3 ካብ 3 ነጻ ፈተነ ኣለኩም

ምልከት ቋንቋ ብባህርያዊ መገዲ።

“ብዙሓት ናይ እንግሊዝኛ ቃላት እፈልጥ ነይረ፣ ሰባት ክዛረቡኒ ከለዉ ግን ክርድኦም ይጽገም ነይረ። LinguaHabesha ነቲ ሓቀኛ ኣደማምጻ እንግሊዝኛ ብትግርኛ ክለምዶ ሓጊዙኒ።”

ተማሃራይ LinguaHabesha

“ነቶም ቪድዮታት እናደጋገምኩ ከምቲ ንሳቶም ዝብልዎ ጌረ ክዛረብ ጀሚረ። እንግሊዝኛይ ካብ መጽሓፍ ዘንብብ ዘለኹ ዘይኮነስ ተፈጥሮኣዊ ክመስል ሓጊዙኒ።”

ተማሃሪት LinguaHabesha

“ከም ኣሰልቻዊ ትምህርቲ ዘይኮነስ፣ ምስ ሓቀኛ ሰባት ኣብ ቦታ ስራሕን ዕዳጋን እትዛረብ ዘለኻ እዩ ዝመስል። ብትግርኛ ስለ ዝገልጸልካ ድማ ቀልጢፉ ይርድኣካ።”

ተማሃራይ LinguaHabesha

LinguaHabesha ንመን'ዩ፧

ትምህርትን ምልከትን ቋንቋ ትግርኛ ንሕ/ሰብ ድያስፖራ

መብዛሕትኦም መምሃሪታት፡ ምሉእነት ትምህርቲ ቋንቋየብሎምን - ወይ ፊደላት ወይ ንጽል ቃላት ጥራይ እዮም ዝምህሩ። 'Learn Tigrinya: ምሉእ ትግርኛ' ግን ካብ ፊደላት ግእዝ ጀሚሩ፡ ንጸት ቃላትን ሓረጋትን ሰጊሩ ክሳብ ምልከት ዝርርብ ዝኸይድ'ዩ። ንሱ ጥራይ ግን ኣይኮነን፡ ምስ ልምድን ባህልን ሕብረተሰብ ዘላልይን ሰረት መበቆል ኣብ ምድህሳስ ስጉምቲ ዘቕንዕን እዩ።

ምልከት ቋንቋ እንግሊዝኛ ንተዛረብቲ ትግርኛ